ROYAL HABESHA
ROYAL HABESHA is Eritrean channel that shares an entertainment Best and New Video clips, Musics, Short films, Series Films, Dramas, Movie and Comedies produced by talented Eritrean artists.
It is from you and for you. Please share and subscribe to see and enjoy what we bring you everyday
Royal Habesha - ሃዳናይ 11 ክፋል || HADANAY - Episode 11
2 חודשים לפני
Royal Habesha - New Eritrean Comedy 2020 Dinaro
2 חודשים לפני
Royal habesha- ሶቅራጦስ ኣብነት ዓቅሊ ዶ ኣብነት ትህኪት?
2 חודשים לפני
Royal Habesha- ሃዳናይ ሳልሳይ ክፋል || HADANAY - Episode 03
3 חודשים לפני
Royal Habesha- ሃዳናይ ካልኣይ ክፋል || HADANAY - Episode 02
3 חודשים לפני
Royal Habesha- ሃዳናይ ቀዳማይ ክፋል || HADANAY - Episode 01
3 חודשים לפני
תגובות
© 2010-2021 ILmines וידאו מקוון
Lidya Teklitשעה לפני
ኣስይ ሙቁረይ ቀጽሎ መክሰብ ሓወይ ብራቮ
ሕልሚ ኣለኒ ሕልሚ ኣለኒ3 שעות לפני
Nay menkrn mebren si fokisu nay abon wedi aymesln zelo
Habtu Estifanos4 שעות לפני
Wowwwwwwwwww gere arkey congratulations 🍾 btaemi destibl derfi great go ahead
Yohnas Teame6 שעות לפני
Menkr kelamitos halengay kkkkk
MR JJ EU8 שעות לפני
ኣብ ገጠራት ዝስራሕ ፊልምታት ብጣዕሚ ጻዕሪ ዝሓትትን ኣድካምን ስለ ዝኮነ ንዓና ንኣብ ስደት ንርከብ የሕዋትኩም እቲ ዘዕበየና ክቡር ባህልን ሕብረተሰብን ዓድና ኣብ ስደት ኮይንና ክንሪኦ ከለና ባህታ ይፈጥረልና ብዓቢኡ ከኣ ባህሊ ብመልክዕ ፊልም ተሰሪሑ ናብ ዝመጽእ ወለዶ ምስግጋር ስለዝኮነ ብዝገበርኩሞ ዝንኣድን ዝድነቅን ስራሕ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ subscribe ከኣ ገረልኩም ኣለኩ ንኣብ ስደት ዝርከብ ህዝብና ከኣ ብሰላም ንዓድና ተመሊስና ንሕጎሰሉ ግዜ ክመጽኣልና ይምነ
Meiri Shishay11 שעות לפני
Hafashino xbuq srah ayteqaurxo please qexlo.!!!
Beyene Demoz14 שעות לפני
Happy ending!
REMTA ENTERTAINMENTיום לפני
ilmines.info/camera/nbCHj9JtiWijipI/wyd-w.html
Selam Tadesseיום לפני
♥️🇪🇷🇪🇷
Romedan Saadallaיום לפני
Best flim 👍👍👍👍
solomon abo nardos Nardosיום לפני
መንክር መሕጎል
solomon abo nardos Nardosיום לפני
መንክር ዕደ ዓጠጥ ዋጣ ክክክክክ
Òñè ĺìfè Òñè ĺòvèיום לפני
baeee eti derfi newihu hemammmm
Kaled Abduיום לפני
Nice nice kef zalwa dream
Nahom Wedi Dengel Maryamיום לפני
Aye meshak zekone wedi 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Gezae Brhaneיום לפני
Kkkkkk
DESBELE ZENEBE2 ימים לפני
ናይ ሰዓረ ስብእነት እንታይ እዩ እንታይ ሰሪሑ በዓልቶም ብዝገለፅሉ እምበር
ስደተኛ ኮይነ ድየ ክነብር2 ימים לפני
ሃዳናይ ኮይኑ ዘሎ ካራክተር,ከም ሽፍታ ዝዓይነቱ መጠን ብጣዓሚ ዚሒሉ,2ይ ጎተና ክህልዎ ይግብኦ 3ይ ፍጥነት ኣይነብሮን 4ይ ኣብ physically ሽፍታ ወይ ሓያል ንብሎ ምስ ጎተንኡ ኮይኑ ቅርጹ ድማ ከም ሓውሲ ሸጥ ዝበለ ክኸውን ኔርዎ።ንኣብነት ወዲ ነገደ(ኣማን ባድሻ) ከምኡ ውን ኣብ ሚለኑ ዝተዋስኣ ቲፋኖስ(በያን መሓመድ ኑር) ብዝያ ዳ ድማ ኣብ ኣዋጻጽኣ ቃላት ብ ቆራጽነትን ብነድርን ከውጽኦም ይግብኦ ነቶም ቃላት ከምኡ ውን ኣብ ክዳን ሸጥ ዝበለ ሓጺር ቁምጣ ምስ ጋምባለ ክገብር ኔርዎ።ተወሳኺ ኣብ ኣቃራርባ ሰባት ወላ ምስ ስድርኡ ብዙሕ ልዝብ ዘለዎ ክኸውን ኣይነበሮን ንኹሉ ብሓይሊ ጥራይ ዝደልዮ ክኸውን ኔርዎ።ሃዳናይ ግን ሃዳናይ ከም ምዃኑ መጠን ኣብ በረኻ ውን ክሓድር ብዙሕ ኣይራኣናዮን ዘለና፡ ከም ሃዳናይ ውን ዝኾነ ክሃድን ኣይራኣናዮን ። ምስ ስድርኡ ጽቡቕ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኔርዎ ቀልጢፉ ይምለስ ኔሩ።ሽፍታ ማለት ግን ልቡ ኣብ ደረቱ እዩ።ንዝኾነ ሰብ ድማ ቀልጢፉ ኣይሰምዕን,ዩ። ስለዚ ኣነ እዚ ክሳብ ሕጂ ኣብዚኣ ፊልም ኣይረኸብኩዎን ዘለኹ። ዓቢ ጉድለት ኮይኑ ረኺበዮ።ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሰርሕሉ ግዜ ናይ ቀደም ሰባት ማለት ዓበይቲ ኣባሕጎታትና ብዛዕባ ሃዳናይ እንታይ ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ ብዝግባእ ክትውከሱ ንምሕጸን። ኣጆኹም በርትዑ ክብለኩም ድማ ይፈቱ።
Faniel Mesfin2 ימים לפני
Aytideniguna thank you
tesfay weliday3 ימים לפני
መክር ጅግና ዋጣ ለሚድዋ
Live With hope3 ימים לפני
Lebam kigages merag'eti neygedif/ instead of kizareb.
Sara Seare3 ימים לפני
Nay bhaki meharit drama,waza mis kumneger.Agul eminet newegdo,kulu ab tihti amlak eyu,gebarayni hadagayni nsu tirah eyu. God blessed you all!
Yowhanns John3 ימים לפני
ብሓቂ ጽቡቅ ፊልም ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዑ ንስፎ ንጽበ 😃😃😃😃😃🙃🙂🙂
Abel Abrham3 ימים לפני
ዋ ኣታ ኣብዛ ፊልም ዝንበረና ፍቅሪ ኮ ኣጥፊክሞ ናይድሓን ይግበሮ
Yowhanns John3 ימים לפני
ይበል መሰንቆ መንክር etblu give me a like
Live With hope4 ימים לפני
Zi hadanays derfi abiwo kabti gibru. Kisab hiji zgebero yelen gn.....
kass4 ימים לפני
መንክር ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣይ ቐፅለሉ።
mebrahtu tewelde4 ימים לפני
😍👍👍👍👍👍👍👍👍👌
Gual Orthodox Tewahdo4 ימים לפני
Naybhaki Abi tmhrti agul emnet new nbelo bzeyka fetari Kali hayli zelewo yelen ❤️❤️❤️🙏
Kara’s World4 ימים לפני
Great 👍 menker
Kara’s World4 ימים לפני
Wegahta what u imean our culture man asks to women but not vise Versal any way in general it’s very good
Sam JC5 ימים לפני
Great job 👏 45:00 😂😂😂😂🤣🤣🤣
ስደት ስዲ ስዲ5 ימים לפני
ኣቤት ክትጥዕም ዛፊልም
Mebrahtom Gebremeskel5 ימים לפני
Menkr si enkae teweldkaa😜😜
Stighehana Ghebreyesus5 ימים לפני
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Joni Wedi5 ימים לפני
🥰🥰
Stighehana Ghebreyesus5 ימים לפני
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Aron Negasi5 ימים לפני
ጽብቅት ፊልሚ ከምዝ ካብዝ፡ዝበለጸ ንጽበ ከ ኣ
rahel alula5 ימים לפני
eway menkere mekrna zezrkeb neaka yeharm
rahel alula5 ימים לפני
xebuke serah behaki ezi kulu shgerte segirum kulu dekamat behaki ketmsegnu eiyu zegebakum
ሰላም ክህሉ ሰላም ሃልዊ5 ימים לפני
ርኢቶ አለኒ ኣብዛ ፊልም እዚ ክስቶ ሕዝዋ ክስቶ አጽዲፍዋ ዝብሃል አጉል ልምዲ እዩ፡ ጽቡቅ እቲ ዝቀትልን ዝምሕርን ሓደ አምላኽ እዩ፡ ግን ሓንቲ እንድሕር ቡዳ ሒዝዋ ስም ሰብ ትጠቅስ ማለት አነ ክስቶ እየ አብዚ ረኺበያ፡ ክቀትላ እየ ወዘተ. ይብሉ ግለ ብጎቦ ገለ ናብ ዒላ እና ኣተዋ ይሞታ እዚ ዳኣ እንታይ እዩ? እንታይ ኮይና ስም ሰብ ትጠቅስ እቶም ትፈልጡ ክተብርሁለይ ይደሊ
rigat alem5 ימים לפני
ከም መንክር ቃላሚጦስ ዝኮንኩም ኣበይ ኣለኩም😝😂
Nahom Titi5 ימים לפני
ATA halengai wedey 😂😂 kelamintos wedeyyy 🤣🤣🤣🤣🤣
ኣንቀጸ ብርሃን! AFDEGE BRHAN5 ימים לפני
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ባህላዊት ፍሊም መሃሪት እያ ቀጽልዎ እንተ ኾነ ግን እንዳ ደጎኹምና
Selamawit Kifle5 ימים לפני
ጆን ሜራ ሽኮር ኩሉ ነገሩ መስሓቕ. ናይ ብሓቒ ኪኢላ.
Saleh Taha6 ימים לפני
Poor ending
Musie Aregay6 ימים לפני
ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጹቡቕ ስራሕ♥♥♥♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹🌹
Abede Gaim6 ימים לפני
ኣጆኹም ጥራይ ባህላዊ ፊልም ንዘንትእለት ዘይሃስስ ብምኻኑ ንባህሊ ዓደና ክዝንቶን ክበራበርን ትግብርዎ ዘለኹም ንደራስን ጀጋኑ ተዋሳእትን ልዕሊ ኣድናቆት ብዘይ ናትኩም ኣቅርቦትን ምህዞን ጥበብ ሃገርና ኮንቱ እዪ እሞ ኣብ ወጻኢ ንርከብ ዜጋታትኩም መንፈስና ተሓዲሱ ጥራይ ዘይ ኮነ ዳርጋ ዕለታዊ መግብና ፍርያት ጻዕሮኹም እዪ።✌️✌️👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሪ ጋል ጁንታ6 ימים לפני
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😄😄😄😄😄😄
Ygg Ghh6 ימים לפני
ዳራስን ተዋሳእትን መዋእልን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ተዋሶኦታት ጸቂጥቁም ክትደፍእሉን ብሕጂ እውን ደራሲ ወጊሑ ዝበለጸ ሕዝካልና ክትመጽእ ተጸበይቲ ኢና ።ንኹልኹም ብልቢ ነመስግነኩም ።
Tekle Gere6 ימים לפני
ኣታ እቲ መሰጋገሪ ሙዚቃ እንዳ ኣንዋሕክሞ ሕጽር እንተ ዘብልዎ ጽቡቕ ኔሩ
Ast Princess6 ימים לפני
Ewae ata wegh ab klasical gzie atfiekayo
Black Star6 ימים לפני
Kela ms resaenaya dikum tsedwo? Aqmi entezeyblkum film msrah zeytgedfwo?
Kibrom Mehari6 ימים לפני
እዚ ኣፈ ታሪኽ ሓቅኛ ምኻኑን ሃዳናይ ዝብሃል ከምዝነበረ ውን እፈልጥ። ብዝያዳ ጽቡቕ ኣቀራርባ ምኻኑ ከመስግን እፈቱ፡ ብዝያዳ ግን ክብሎ ዝደሊ ምሉእ ዛንታ ብምውሳድ ድዩ ተሰሪሑ ወላ ጫፍ ኣፈ ታሪኽ ብምሳድ ዩ ክፈልጥ ምደለኹ፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ፊልም ምሉእ ዛንታ ሃዳናይ ኣይንጻባረቅን፡ ገለ ካብቲ ንሱ ዝገንሮ ዝነበረ ጥራይ ዩ ተሰሪሑ ። እቲ ምንታይ ኣብ ታሪኽ ብዙሓት ሰብ ቅያን ታሪኽን ከምዘለዉ፡ ብመልክዕ ፊልም ክዝርጋሕ ከሎ ግን ኣብ ገለ ገለ ጉድለት ይግበር ዩ፡ ወይ ብፍላጥ ምጉዳል ይርአ፡ ስለዚ ነዚ ዛንታ ዝጸሓፍካን ዝደረስካን ምሉእ ኣፍልጦ እንተ ኣልዩካ ክትሕብረኒ እምሕጸን፡ ኣቅራቢ እዚ ቻነል ነዚ ጽሑፍ ኣንቢብካ ክትሓትትን ንዝያዳ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ወላ ብጽሑፍ እንተዝቀርብ ሓቀኛ ዛንታ ሃዳናይ ምደለኹ፡ በዚ ዝቀረበ ግን ምስ ጉድለቱ ኣመስጊነ፡ክብረት ይሃብኩም፡
Awet Goitom6 ימים לפני
Menkr ketlkaya 👍👍👍👍
Eyob Nuguse6 ימים לפני
Nay behaki film ❤️
Hiwet Kibreab6 ימים לפני
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Hiwet Kibreab6 ימים לפני
Wewwwwwww
wedi eri6 ימים לפני
wellcome deqi eri መምህረይ ወጊሑ ከም ኩሉ ግዝየ ቡሉጽ ስራሕ ዝያዳ ቀጽሎ። ኩሉ ደለኩም ነገር ይርድአና ናይ መጉኣዝያ እዚ ኩሉ ሽግር ትሓልፍዎ ዘለኩም ሓደ ምዓልቲ ጻማኩም ትረክብሉ የምጽአልኩም ሃየ የሕዋት ላይክ ሸር ኣይንሕመቅ ኣይክፈሎን ነታባብዓዮም።
Aster Tzeggai6 ימים לפני
👍👍👍👍👍👍👍👍👍🍇🍇🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💙❤️💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💚💚💙💙❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
angosom fisahaye6 ימים לפני
Kkklkk menkir temariku
Winta Merhawi6 ימים לפני
Aseyyy menkrey shkor
angosom fisahaye6 ימים לפני
Ajokum xamakum tikfelulu ruhuq aykikewinin u bitaemi ena nekbrekum ✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
More Fun6 ימים לפני
ብር ክንብል ሓጎስ ኣብ ጸበባ ዘለዉ ድማ ብርሃኑ ይሃበልና ደቂ ኤረይ ሪመይ
Habteab Eyob6 ימים לפני
Menkirr und mebriy ❤
Robel Andmskel6 ימים לפני
Bhekai bhekai xebuk serh
okubay tekeste6 ימים לפני
Nice one
Grmay Berhane6 ימים לפני
Thans Every one
hidat teklom6 ימים לפני
Tedenagiri Zebib do wallas Welela.?bzkone enqua dehan metsakum.
3 Habte6 ימים לפני
Thanks yehwat xibuk srah
Yonas Tesfasion6 ימים לפני
Thank you Well done Camera men and editors were so incredible
Medhane Tahdese6 ימים לפני
Wawwwwww gele ayent nay behaqi tsebuk serah deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
enda hafene6 ימים לפני
Mebrye & menkr abon wedn nay bhaki aymeslun ezom anabs
Abel Abraham6 ימים לפני
*woww btaemi xbkti srah deki Erey❤️we love you❤️enqae b selam srahkum afexemekum amlak*
Tekle Chimar6 ימים לפני
Wegihu- Man of the year ስምዒተይ😭😭😭😭 ዝተንከፈት blxti film
savoia canada7 ימים לפני
Bayto adina kulu zey saana. Xbuq srah!!
yoab werede7 ימים לפני
Long time guys
Fish Tareke7 ימים לפני
Wow kemzi gerkum berbrwo tbahlna zebenawi nabzkedena yeblun enda amesgena ena
Fthawi Fthawi7 ימים לפני
ታርክ ኣደቦና ማዓስ ኮን ተመልስና ካብ ስደት ንሩኦ (((((ባህልና ))) ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ረሳሕ ግን ዳሓን ንምለስ ንኸዉን 🇪🇷 ኤረይ ኣምላኽ ባሉ የቕልሎ ኣነስ ናፉቆት ናይ ኣደይ ወትሩ ምስ ሓዘንኩ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤረይ ሰላም በሉለይ 💯✅️👍🌹❤
shabay kidane7 ימים לפני
Aesyyy dek.. eritr.,,yyy i Love you alle